25 ለካቲት–3 መጋቢት
ሮሜ 9-11
መዝሙር 25ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ምሳሌ ኦም ኣውልዕ”፦ (10 ደቒቕ)
ሮሜ 11:16—እዚ ኦም ኣውልዕ እዚ፡ ነቲ ምስቲ ንኣብርሃም እተኣትወሉ ኺዳን ዚተሓሓዝ ዕላማ ኣምላኽ የመልክት (w11 15/5 23 ¶13)
ሮሜ 11:17, 20, 21—እቶም ኣብቲ ምሳልያዊ ኦም ኣውልዕ እተዳቐሉ ቕቡኣት ክርስትያናት ብእምነት ኪመላለሱ ኣለዎም (w11 15/5 24 ¶15)
ሮሜ 11:25, 26—ብምሉኦም መንፈሳውያን እስራኤላውያን ‘ኪድሕኑ’ እዮም (w11 15/5 25 ¶19)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ሮሜ 9:21-23—በቲ ዓብዪ ሰራሕ ካይላ ዝዀነ የሆዋ ኽንቅረጽ ፍቓደኛታት ክንከውን ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (w13 15/6 25 ¶5)
ሮሜ 10:2—ኣምልኾና ኣብ ልክዕ ፍልጠት እተመስረተ ምዃኑ ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ (it-1-E 1260 ¶2)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሮሜ 10:1-15 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ በታ ይምህረና እትብሃል መጽሓፍ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 9)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ዘይፈርዩ መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምቍራጽ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 9
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 134ን ጸሎትን