መሳፍንቲ ትሕዝቶ 1 ይሁዳን ስምኦንን ዝሓዝዎ ቦታታት (1-20) ይቡሳውያን ካብ የሩሳሌም ኣይለቐቑን (21) ዮሴፍ ንቤት-ኤል ሓዛ (22-26) ከነኣናውያን ጠሪሶም ኣይተሰጕጉን (27-36) 2 መልኣኽ የሆዋ ዝሃቦ መጠንቀቕታ (1-5) ሞት እያሱ (6-10) ንእስራኤል ንምድሓን፡ መሳፍንቲ ተንስኡ (11-23) 3 የሆዋ ንእስራኤል ፈተኖ (1-6) ዖትኒኤል እቲ ቐዳማይ መስፍን (7-11) ኤሁድ ንንጉስ ዔግሎን ቀተሎ (12-30) ሻምጋር (31) 4 ያቢን ንጉስ ከነኣን ንእስራኤል ጨቈኖ (1-3) ነብዪት ዴቦራን ባራቅን (4-16) ያዔል ንሲሰራ እቲ ሓለቓ ሰራዊት ቀተለቶ (17-24) 5 ዴቦራን ባራቅን ዝዘመርዎ መዝሙር ዓወት (1-31) ከዋኽብቲ ምስ ሲሰራ ተዋግኡ (20) ርባ ቂሶን ኣዕለቕለቐ (21) እቶም ንየሆዋ ዜፍቅርዎ፡ ከም ጸሓይ እዮም (31) 6 ሚድያን ንእስራኤል ጨቈኖ (1-10) መልኣኽ ንጊዴዎን ኣተባብዖ (11-24) ጊዴዎን፡ መሰውኢ በዓል ኣፍረሰ (25-32) መንፈስ ኣምላኽ ኣብ ልዕሊ ጊዴዎን መጸ (33-35) ፈተና ቝሩጽ ጸምሪ (36-40) 7 ጊዴዎንን 300 ሰቡን (1-8) ሰራዊት ጊዴዎን ንሚድያን ሰዓሮ (9-25) “ሰይፊ የሆዋን ጊዴዎንን!” (20) ኣብ ሰፈር ሚድያናውያን እተፈጥረ ዕግርግር (21, 22) 8 ኤፍሬማውያን ንጊዴዎን ተቛየቝዎ (1-3) ንነገስታት ሚድያን ቀተሎም (4-21) ጊዴዎን ንግስና ኣበየ (22-27) ህይወት ጊዴዎን (28-35) 9 ኣቢሜሌክ ኣብ ሴኬም ነገሰ (1-6) ዮታም እተዛረቦ ምሳልያዊ ዛንታ (7-21) ሕማቕ ኣገዛዝኣ ኣቢሜሌክ (22-33) ኣቢሜሌክ ንሴኬም ኣጥቅዓ (34-49) ሰበይቲ ንኣቢሜሌክ ቀተለቶ (50-57) 10 ቶላዕን ያኢርን (1-5) እስራኤል ይዓሉ፡ ይንሳሕ (6-16) ዓሞናውያን ንእስራኤል ኣስግእዎ (17, 18) 11 ይፍታሕ ተሰጕጐ፡ ደሓር መራሒ ዀነ (1-11) ይፍታሕ ንዓሞናውያን እተዛረቦም ዘረባ (12-28) መብጽዓ ይፍታሕን ጓሉን (29-40) ጓል ይፍታሕ ከይተመርዓወት ዘሕለፈቶ ህይወት (38-40) 12 ምስ ኤፍሬማውያን እተፈጥረ ግጭት (1-7) ፈተና ሺቦለት (6) መሳፍንቲ ዝነበሩ ኢብጻንን ኤሎንን ዓብዶንን (8-15) 13 መልኣኽ ንማኖኣን ንሰበይቱን በጽሖም (1-23) ልደት ሲምሶን (24, 25) 14 ሲምሶን ፍልስጥኤማዊት ሰበይቲ ኼእቱ ደለየ (1-4) ሲምሶን ብመንፈስ የሆዋ ኣንበሳ ቐተለ (5-9) ሲምሶን ኣብ መርዓኡ ዘቕረቦ ሕንቅሕንቅሊተይ (10-19) ሰበይቲ ሲምሶን ንኻልእ ሰብ ተዋህበት (20) 15 ሲምሶን ኣብ ልዕሊ ፍልስጥኤማውያን ሕነኡ ፈደየ (1-20) 16 ሲምሶን ኣብ ጋዛ (1-3) ሲምሶንን ደሊላን (4-22) ሲምሶን ሕነኡ ፈድዩ ሞተ (23-31) 17 ጣኦታት ሚካን ካህኑን (1-13) 18 ዳናውያን ርስቲ ይደልዩ ነበሩ (1-31) ጣኦታት ሚካን ካህኑን ተታሕዙ (14-20) ላይሽ ተወስደት፡ ዳን ተባሂላ ተሰምየት (27-29) ኣብ ዳን ዝቘመ ኣምልኾ ጣኦት (30, 31) 19 ብንያማውያን ኣብ ጊብዓ ዝፈጸምዎ ጾታዊ ገበን (1-30) 20 ምስ ብንያማውያን እተገብረ ውግእ (1-48) 21 ብንያም ብደረጃ ነገድ ካብ ጥፍኣት ደሓነ (1-25)