3 ዮሃንስ ትሕዝቶ ሰላምታን ጸሎትን (1-4) ንጋይዮስ ዝነኣዶ ናእዳ (5-8) ህርፋን ስልጣን ዝነበሮ ድዮትሬፌስ (9, 10) ጽቡቕ እተመስከረሉ ድሜጥሮስ (11, 12) ንምብጻሕ ዝነበሮ መደብን ሰላምታን (13, 14)