ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 35-38 ጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ ድሕሪ ሓጺር እዋን ኪጠፍእ እዩ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ ቅድሚ ምጥፋኡን ድሕሪ ምጥፋኡን ብዛዕባ ዚህሉ ፍጻመታት ይገልጽ። ራእ 17:16-18 እቲ ብርቱዕ ጸበባ ብናይ መን ጥፍኣት እዩ ዚጅምር፧ ህዝ 38:2, 11, 15 ህዝቢ የሆዋ ብመን እዮም ዚጥቅዑ፧ ራእ 16:16 የሆዋ ንጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ ኣበየናይ ውግእ እዩ ዜጥፍኦ፧ ራእ 20:4 ክርስቶስ ንኽንደይ ዓመት እዩ ዚገዝእ፧ ነቲ ጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ ዚፍንዎ መጥቃዕቲ ብመንፈሳዊ መዳይ ክዳለወሉ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧