ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ንየሆዋ ብትዕግስቲ ተጸበዮ
ዳዊት ካብ ፈተና ኺገላገል ኣጋጣሚ ነይርዎ (1ሳሙ 24:3-5)
ዳዊት ኵነታቱ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ብኸመይ ከም ዚርአ ብምሕሳብ ርእሱ ገቲኡ (1ሳሙ 24:6, 7)
የሆዋ ነቲ ጕዳይ ከም ዚፈትሖ ዳዊት እምነት ነይርዎ (1ሳሙ 24:12, 15፣ w04 1/4 16 ¶8)
ኵነታትና ንምቕያር፡ ቅዱሳት ጽሑፋት ዘይድግፎ ኣብ ክንዲ እንገብር፡ ከም ዳዊት ንሕና እውን ንየሆዋ ብትዕግስቲ ኽንጽበዮ ኣሎና።—ያእ 1:4፣ w04 6/1 22-23።