ተወሳኺ ሓበሬታ ^ [1] (ሕጡብ ጽሑፍ 4) ሕጊ ሙሴ ኣብ ሲና እተዋህበ እውን ብመዓልቲ ጰንጠቈስጠ ኪኸውን ይኽእል እዩ። (ዘጸ. 19:1) ከምኡ እንተ ዀይኑ፡ ከምቲ ሙሴ በታ መዓልቲ እቲኣ ንእስራኤላውያን ናብ ኪዳን ሕጊ ሙሴ ዘእተዎም፡ የሱስ ክርስቶስ እውን በታ መዓልቲ እቲኣ ንሓድሽ ህዝቢ፡ ማለት ንመንፈሳውያን እስራኤል ናብ ሓድሽ ኪዳን ኣእትይዎም እዩ።