እግረ ጽሑፍ c ካብቲ ኣብርሃም ንኤፍራጥስ ዝሰገረሉ ኽሳዕ እቲ ይስሃቅ እተወልደሉ 25 ዓመት፣ ክሳዕ እቲ ያእቆብ እተወልደሉ 60 ዓመት፣ ያእቆብ ናብ ግብጺ ኺወርድ ከሎ ድማ ወዲ 130 ዓመት ነበረ።—ዘፍ. 12:4፣ 21:5፣ 25:26፣ 47:9