እግረ ጽሑፍ a ኣብ ባቢሎን “ጕድጓድ ኣናብስ” ምንባሩ: በቲ ኣብ ግዜ ጥንቲ ምብራቓውያን ገዛእቲ እንስሳ ዘገዳም ዝዕጸውሉ ቦታ የዳልዉ ከም ዝነበሩ ዝገልጽ እተወቕረ ጽሑፍ ዝድገፍ ኢዩ።