እግረ ጽሑፍ d የሆዋ ኣብ መዝሙር 86:5፡ “ሕያዋይን ንይቕረታ ድልውን” ተባሂሉ ኣሎ። እታ መዝሙር እቲኣ ናብ ግሪኽኛ ምስ ተተርጐመት እታ “ንይቕረታ ድልዊ” እትብል መግለጺት ኤፒኢኪስ ወይ ከኣ “ልዙብ” ተባሂላ እያ ተተርጒማ።