እግረ ጽሑፍ c እቲ ዋዕላ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሮሜ ናይ ሞት ፍርዲ ኺህብ ስልጣን እንተ ነይርዎ ወይ እንተ ዘይነይርዎ ዜጠራጥር እዩ። (ዮሃ. 18:31) ዝዀነ ዀይኑ፡ ሞት እስጢፋኖስ ብፍርዲ ተወሲኑ እተገብረ ዘይኰነስ፡ እተቘጥዑ መናዓብቲ ዝፈጸምዎ እዩ ዚመስል።