እግረ ጽሑፍ e ካብ ፊልጲ ናብ ጥሮኣስ ዝገበርዎ ጕዕዞ ሓሙሽተ መዓልቲ እዩ ወሲዱሎም። ኣቐዲሙ እቲ ጕዕዞ እቲ ኽልተ መዓልቲ ጥራይ ወሲዱሎም ስለ ዝነበረ፡ ኣብቲ ዳሕራይ ጕዕዞ ሕማቕ ንፋስ ገጢምዎም ኪኸውን ኣለዎ።—ግብ. 16:11።