እግረ ጽሑፍ a ህዝቅኤል ንዅሉ እቲ ምልክታት ኣብ ቅድሚ ተዓዘብቲ ገይርዎ ኢልና ኽንድምድም ንኽእል ኢና። ስለምንታይ፧ ምኽንያቱ፡ የሆዋ ንህዝቅኤል፡ ነቲ ኸም ምስንካት ቅጫን ምስካም ኣቕሑ ጕዕዞን ዝኣመሰለ ገሊኡ ምልክት ዚኸውን ተዋስኦታት፡ “ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም” ኪገብሮ እዩ ብንጹር ኣዚዝዎም።—ህዝ. 4:12፣ 12:7።