እግረ ጽሑፍ b እቶም ቈልዑ እተፈላለየ ዕድመ ዝነበሮም ኢዩ ዝመስል። እታ ኣብዚ “ቈልዑ” ተተርጒማ ዘላ ቓል ነታ 12 ዓመት ዝዕድሚኣ ጓል ያኢሮስ ንምምልካት እውን ተዘውቲራ ኣላ። (ማርቆስ 5:39, 42፣ 10:13) ይኹን እምበር: ሉቃስ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ክዛረብ ከሎ ነታ ንህጻናት ንምምልካት እትዝውተር ቃል ተጠቒሙ ኣሎ።—ሉቃስ 1:41፣ 2:12፣ 18:15