እግረ ጽሑፍ b ሓደ ሰብ ምስ ዝንሳሕ: ካብ ግጉይ መገዱ ምስ ዝምለስ: ከምኡውን ሓጢኣቱ ምስ ዝናዘዝ: የሆዋ ‘ኣዝዩ ይቕረ ዝብል’ ምዃኑ ምፍላጥና ዘጸናንዕ እዩ።—ኢሳይያስ 55:7