እግረ ጽሑፍ a እቲ የሱስ ዚፍጽሞ ዝነበረ ተኣምራት ኵሉ ሰብ እዩ ዚፈልጦ ነይሩ። ጸላእቱ እኳ ኸይተረፉ “ብዙሕ ተኣምራት ይገብር” ምንባሩ ተኣሚኖም እዮም።—ዮሃንስ 11:47, 48