እግረ ጽሑፍ b ገሊኡ ናይ እንግሊዝኛ ትርጕማት መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ትርጕም ሓዳስ ዓለም ብዝያዳ እተፈላለየ ቓላት ከም ዚጥቀምን በዚ ምኽንያት እዚ ዝያዳ ኸም ዚቀያየርን ከነስተውዕል ኣሎና።