እግረ ጽሑፍ d እታ ኣብ ሮሜ 11:24፡ “ጽብቕቲ” ተባሂላ ተተርጒማ ዘላ ናይ ግሪኽኛ ቕድመ-ጥብቆ፡ እታ ኦም “ብልጽቲ” ወይ “ብቕዕቲ” ምዃና ኻብ እትሕብር ቃል ዝመጸት እያ። እዛ ቓል እዚኣ፡ ንሓደ ንእተዓለመሉ ነገር ብብቕዓት ዚፍጽም ነገር ንምምልካት እውን ኣብ ጥቕሚ ትውዕል ነይራ እያ።