እግረ ጽሑፍ b ሃማን ሓደ ኻብቶም ብህይወት ዝተረፉ ኣማሌቃውያን ነይሩ ኪኸውን ኣለዎ፣ ከመይሲ፡ ቅድሚኡ ንጉስ ህዝቅያስ ን“ትርፎፍያ” ኣማሌቃውያን ኣጽኒትዎም ነይሩ እዩ።—1 ዜና መዋእል 4:43።