እግረ ጽሑፍ
c ሓደ ስደተኛ ምስ መጸ፡ ሽማግለታት ብቕልጡፍ ነቲ ኣብ ፍቓድ የሆዋ ንምግባር እተወደበ፡ ገጽ 88፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ዚርከብ መምርሒ ኺስዕብዎ ኣለዎም። ሽማግለታት ብjw.org ኣቢሎም ናብ ጨንፈሮም ደብዳበ ብምስዳድ፡ ናብታ ኣቐዲማ ዝነበረት ጉባኤኡ ኺጽሕፉ ኣለዎም። ምላሽ ክሳዕ ዚመጾም፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ዅነታት እቲ ስደተኛ ንምፍላጥ፡ ብሜላ ብዛዕባ ጉባኤኡን ኣገልግሎቱን ኪሓትትዎ ይኽእሉ እዮም።