እግረ ጽሑፍ c መግለጺ ስእሊ ፦ ሓንቲ እስራኤላዊት ሰበይቲ ምግቢ እናኣዳለወት፡ ምስ ደቃ ተዕልል። ኣብ ድሕሪአን፡ ኣቦ ንወዱ፡ ንሓንቲ በጊዕ ብኸመይ ከም ዚከናኸና የርእዮ።