እግረ ጽሑፍ
a ኣብዛ ዓመት እዚኣ፡ ዝኽሪ ሞት ክርስቶስ፡ ሰሉስ 7 ሚያዝያ ኺብዓል እዩ። ብዛዕባ እቶም በታ ምሸት እቲኣ ኻብቲ ምሳልያዊ ቕጫን ወይንን ዚወስዱ ሰባት እንታይ ኣረኣእያ እዩ ኺህልወና ዘለዎ፧ ቍጽሪ እቶም ዚወስዱ ሰባት እናወሰኸ እንተ ኸይዱኸ ኼተሓሳስበናዶ ይግባእ፧ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ኽንረክብ ኢና። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣብ ናይ ጥሪ 2016 ግምቢ ዘብዐኛ ኣብ ዝወጸት ዓንቀጽ እተመስረተት እያ።