እግረ ጽሑፍ b እዚ ሓሳብ እዚ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ገላትያ 6:7 ይርከብ እዩ። እዚ ኸኣ ምስቲ ብርጭቕ እንተ ተኺልካ፡ ብርጭቕ ትረክብ፣ ባልደንጓ እንተ ዘሪእካ፡ ባልደንጓ ትረክብ ዚብል ኣብ ርሑቕ ምብራቕ ዚዝረብ ህቡብ ዝዀነ ብሂል ዚመሳሰል እዩ።