እግረ ጽሑፍ
a ናይ ሓቂ ክርስትያናት ከም ምዃንና መጠን ‘ኣስኣሰር የሱስ ክንስዕብ’ ኣሎና። እሞ ደኣ የሱስ እንታይ “ኣሰር” እዩ ሓዲጉልና፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ነዛ ሕቶ መልሲ ትህብ። ስለምንታይ ኣስኣሰሩ ኽንስዕብ ከም ዘሎናን ብኸመይ ከምኡ ኽንገብር ከም እንኽእልን እውን ትገልጽ።