እግረ ጽሑፍ
a ያእቆብ ምስ የሱስ ኣብ ሓደ ቤተ ሰብ እዩ ዓብዩ። ነቲ ፍጹም ወዲ ኣምላኽ፡ ካብቶም ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበሩ መብዛሕትኦም ሰባት ንላዕሊ ይፈልጦ ነይሩ እዩ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ካብ ህይወትን ትምህርትታትን እዚ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ኣብ ዝነበረት ጉባኤ ዓንዲ ዝዀነ ንእሽቶ ሓዉ ንየሱስ ክንምሃር ኢና።