እግረ ጽሑፍ b መግለጺ ቓላት፦ ‘ኣረጊት ስብእና ምቕንጣጥ’ ኪብሃል ከሎ፡ ነቲ ንየሆዋ ባህ ዘየብሎ ባህርያትን ዝንባለታትን ምውጋድ ማለት እዩ። እዚ ድማ ቅድሚ ጥምቀት ኪጅምር ኣለዎ።—ኤፌ. 4:22።