እግረ ጽሑፍ
a ካብዘን ብዛዕባ መጽሓፍ ራእይ ክንርእየን ዝጸናሕና ተኸታተልቲ ዓንቀጻት፡ እዚኣ ናይ መወዳእታ ዓንቀጽ እያ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ኸም እንርእዮ፡ እቶም ንየሆዋ ዘለዎም ተኣማንነት ዚሕልዉ፡ ብሩህ መጻኢ ኣለዎም። እቶም ንግዝኣት ኣምላኽ ዚጻረሩ ግና ኣብ መወዳእታ ኺዋረዱ እዮም።