እግረ ጽሑፍ
a ነቲ ኣብ ዘፍጥረት 3:15 ዚርከብ ትንቢት ከይተረዳእናዮ፡ ንመልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምሉእ ብምሉእ ክንርድኦ ኣይንኽእልን ኢና። ነዚ ትንቢት እዚ እንተ ኣጽኒዕናዮ፡ ኣብ የሆዋ ዘሎና እምነት ክንሃንጽ፡ ንዅሉ እቲ ዘተስፈወና ተስፋታት ከም ዚፍጽሞ ዘሎና እምንቶ እውን ከነሐይል ንኽእል ኢና።