እግረ ጽሑፍ
a ሓደ መልኣኽ ነተን ኣንስቲ፡ ክርስቶስ ከም ዝተንስአ ኺነግረን ከሎ ማርያም ካብቲ ቦታ ኸይዳ ነይራ ኽትከውን ኣለዋ። ከመይሲ፡ እንተ ትነብር ነይራ፡ መልኣኽ ከም ዝረኣየት እሞ ንሱ እውን ሬሳ የሱስ ኣብኡ ዘይሃለወሉ ምኽንያት ከም ዝነገረን ንጴጥሮስን ንዮሃንስን ምነገረቶም ነይራ።—ማቴዎስ 28:2-4፣ ማርቆስ 16:1-8።