14-20 ጥቅምቲ
መዝሙር 96–99
መዝሙር 66ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. “ኣበስር”!
(10 ደቒቕ)
ንሰባት ኣበስር (መዝ 96:2፣ w11 1/3 6 ¶1-2 )
ብዛዕባ ፍርዲ ዝገልጽ ብስራት ምሃሮም (መዝ 96:12, 13፣ w12 1/9 16 ¶1)
ብዛዕባ እቲ የሆዋ፡ ምድሪ ንስሙ ብዚውድሱ ሰባት ኪመልኣ ዘለዎ ዕላማ ንገሮም (መዝ 99:1-3፣ w12 15/9 12 ¶18-19)
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) መዝ 98:1– 99:9 (th መጽናዕቲ 11)
4. ቈራጽነት—የሱስ እንታይ ገይሩ፧
(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፡ ድሕሪኡ፡ ንlmd ትምህርቲ 10 ነጥቢ 1-2 ተመያየጡሉ።
5. ቈራጽነት—ንየሱስ ምሰሎ
(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 10 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።
መዝሙር 9
6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(15 ደቒቕ)
7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 16 ¶10-18