ሀ7-ለ
ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—መጀመርታ ኣገልግሎት የሱስ
ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
ግዜ |
ቦታ |
ፍጻመ |
ማቴዎስ |
ማርቆስ |
ሉቃስ |
ዮሃንስ |
---|---|---|---|---|---|---|
29፡ ጽብሓት |
ፈለግ ዮርዳኖስ፡ ምናልባት ኣብ ወይ ጥቓ እታ ስግር ዮርዳኖስ ዘላ ቢታንያ |
የሱስ ተጠምቀን ተቐብአን፣ የሆዋ፡ ወዱ ምዃኑን ከም ዚሰምሮን ተዛረበ |
||||
በረኻ ይሁዳ |
ብድያብሎስ ተፈተነ |
|||||
ስግር ዮርዳኖስ ዘላ ቢታንያ |
ዮሃንስ መጥምቕ፡ የሱስ ገንሸል ኣምላኽ ከም ዝዀነ ገለጸ፣ ቀዳሞት ደቀ መዛሙርቲ ምስ የሱስ ሓበሩ |
|||||
ቃና ናይ ገሊላ፣ ቅፍርናሆም |
ኣብቲ ኣብ መርዓ ዝገበሮ ቐዳማይ ተኣምር፡ ማይ ናብ ወይኒ ለወጠ፣ ናብ ቅፍርናሆም ከደ |
|||||
30፡ ፋስጋ |
የሩሳሌም |
ንቤተ መቕደስ ኣጽረያ |
||||
ምስ ኒቆዲሞስ ተዛራረበ |
||||||
ይሁዳ፣ ሄኖን |
ናብ ገጠራት ይሁዳ ኸደ፡ ደቀ መዛሙርቱ የጥምቑ ነበሩ፣ ዮሃንስ ብዛዕባ የሱስ ዝሃቦ ናይ መወዳእታ ምስክርነት |
|||||
ጢቤርያስ፣ ይሁዳ |
ዮሃንስ ተኣስረ፣ የሱስ ናብ ገሊላ ነቐለ |
|||||
ሲካር፡ ኣብ ሰማርያ |
ናብ ገሊላ ኪኸይድ ከሎ ንሳምራውያን መሃረ |