-
ብዙሕ ዓስቢ እተረኽበሉ ምብጻሕግምቢ ዘብዐኛ—1999 | 1 ሓምለ
-
-
ንግስቲ ሳባ ብናይ ሰሎሞን ጥበብን ብናይ መንግስቱ ብልጽግናን ኣዝያ ስለ እተገረመት ‘ውኖኣ ተመሰጠ።’ (1 ነገስት 10:4, 5) ገሊኦም ነዛ ሓረግ እዚኣ እታ ንግስቲ “ሃህ ኢላ ተረፈት” ዝብል ትርጕም ኢዩ ዘለዋ ይብሉ ኢዮም። አረ ሓደ ምሁርስ ኣእምሮኣ ስሒታ ኢያ ዝብል ሓሳብ ሂቡ ኢዩ! በዚ ይኹን በቲ: እታ ንግስቲ በቲ ዝረኣየቶን ዝሰምዓቶን ነገር ተደኒቓ ኢያ። ንኣገልገልቲ ሰሎሞን ጥበብ ናይዚ ንጉስ ክሰምዑ ስለ ዝኽእሉ ሕጕሳት ኢዮም ኢላቶም ኢያ። ንሰሎሞን ኣብ ዝፋን ስለ ዘቐመጦ ኸኣ ንየሆዋ ባሪኻቶ ኢያ። ድሕርዚ ንንጉስ ክቡር ዝዋግኡ ህያብ ሃበቶ: እቲ ኣዋርቕ ጥራይ በዚ ናይ ሕጂ ዋጋ ክግመት ከሎ 40,000,000 ዶላር ኣቢሉ ይኸውን። ሰሎሞን እውን ነታ ንግስቲ “ዝለመነቶ ዘበለ ዅሉ ድላያ ሀባ።”c—1 ነገስት 10:
-
-
ብዙሕ ዓስቢ እተረኽበሉ ምብጻሕግምቢ ዘብዐኛ—1999 | 1 ሓምለ
-
-
c ገሊኦም ሰባት ነዛ ሓረግ እዚኣ: እታ ንግስቲ ምስ ሰሎሞን ጾታዊ ርክብ ገይራ ዝብል ትርጕም ኣለዋ ይብሉ። አረ ብኣፈ-ታሪኽስ ወዲ ወሊዶም እውን ይበሃል ኢዩ። ነዚ ዝድግፍ መርትዖ ግን የለን።
-