-
‘ንሰናይ ግብሪ ቕንኣት ይሃሉኻ’ግምቢ ዘብዐኛ—2009 | 15 ሰነ
-
-
4, 5. ኣርባዕተ ነገስታት ይሁዳ ንሰናይ ግብሪ ቕንኣት ዘርኣዩ ብኸመይ እዮም፧
4 ኣሳን ዮሳፋጥን ህዝቅያስን ዮስያስን ንኣምልኾ ጣኦት ካብ ይሁዳ ንምጥፋእ ወፈራ ኣካየዱ። ኣሳ “ነቲ ናይ ጓኖት መሰውኢታትን ነቲ በረኽትን ኣፍረሶ፡ ነቲ ኣዕኑድ ድማ ሰባበሮ፡ ንኣስታርቴታቱውን ቈራረጾ።” (2 ዜና 14:3) ዮሳፋጥ ንኣምልኾ የሆዋ ኻብ ዝነበሮ ቕንኣት ተበጊሱ፡ “ነቲ በረኽትን ኣስታርቴታትን . . . ካብ ይሁዳ ኣርሐቖ።”—2 ዜና 17:6፣ 19:3።a
-
-
‘ንሰናይ ግብሪ ቕንኣት ይሃሉኻ’ግምቢ ዘብዐኛ—2009 | 15 ሰነ
-
-
a ኣሳ ነቲ ምስ ናይ ሓሶት ኣምልኾ እተተሓሓዘ በረኽቲ ደኣ እምበር፡ ነቲ እቶም ህዝቢ ንየሆዋ ንምምላኽ ዚጥቀሙሉ ዝነበሩ ኣየፍረሶን ኪኸውን ይኽእል እዩ። ወይ ከኣ እዚ በረኽቲ ኣብ ከባቢ መወዳእታ ዘመን ግዝኣቱ እተሰርሐን ብወዱ ዮሳፋጥ እተወገደን ኪኸውን ይኽእል እዩ።—1 ነገ. 15:14፣ 2 ዜና 15:17።
-