-
እዚ መጽሓፍ እዚ ምስ ስነ-ፍልጠት ዝሰማማዕ ድዩ፧ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ
-
-
እዚ ናይ ጽሬት ሕጊ እዚ: ሓካይም ናይቶም ኣብቲ ግዜ እቲ ኣብ ከባቢኦም ዝነበሩ ህዝብታት ዘይነበሮም ጥበብ ዝገልጽ ኢዩ ነይሩ። ሕክምናዊ ስነ-ፍልጠት ሕማማት ከመይ ኢሉ ከም ዝመሓላለፍ ከይፈለጠ ከሎ ኣሽሓት ዓመታት ኣቐዲሙ: መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ሕማም ክከላኸል ዝኽእል ምኽንያታዊ ዝዀነ ስጕምትታት ይእዝዝ ነበረ። ሙሴ ብዛዕባ እቶም ኣብ ግዜኡ ዝነበሩ እስራኤላውያን ብሓፈሻ 70 ወይ 80 ዓመታት ይነብሩ ምንባሮም ምዝራቡ ዘገርም ኣይኰነን።e—መዝሙር 90:10
-
-
እዚ መጽሓፍ እዚ ምስ ስነ-ፍልጠት ዝሰማማዕ ድዩ፧ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ
-
-
e ብ1900: ኣብ ብዙሓት ናይ ኣውሮጳ ሃገራትን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝነበረ ንውሓት ዕድመ ሰብ ካብ 50 ዓመት ዝውሕድ ኢዩ ነይሩ። ካብ ሽዑ ንድሓር ብዘገርም መገዲ እቲ ንውሓት ዕድመ ሰብ ወሲኹ ኢዩ: እዚ ድማ ሕማማት ኣብ ምክልኻል ሕክምናዊ ምዕባለ ስለ እተገብረ ጥራይ ዘይኰነስ: ብምኽንያት ዝሓሸ ናይ ጽሬትን ናይ መነባብሮ ኵነታትን ኢዩ።
-