-
ምሳሌ እቶም ሰብ ውዕለት ኣታኽልቲ ወይኒየሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
-
-
ኣብታ ምሳሌ ኸምዚ በለ፦ “መንግስተ ሰማያት፡ ንኣታኽልቲ ወይኑ ሰብ ውዕለት ኪቘጽር ኣንጊሁ ዝወጸ ብዓል ቤት ትመስል። ምስቶም ሰብ ውዕለት ንመዓልቲ ብሓደ ዲናር ምስ ተሰማምዐ፡ ናብ ኣታኽልቲ ወይኑ ሰደዶም። ኣብ ሳልሰይቲ ሰዓት ኣቢሉ ምስ ወጸ፡ ካልኦት ስራሕ ዘይብሎም ኣብ ዕዳጋ ደው ኢሎም ረኣየ፣ ንዓታቶም ከኣ፡ ‘ንስኻትኩም እውን ናብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ኺዱ እሞ፡ ዚግባእ ዘበለ ኽህበኩም እየ’ በሎም። ንሳቶም ድማ ከዱ። ከም ብሓድሽ፡ ኣብ ሻድሸይቲ ሰዓትን ኣብ ታሽዐይቲ ሰዓትን ኣቢሉ ወጺኡ፡ ከምኡ ገበረ። ኣብ መበል 11 ሰዓት ኣቢሉ ወጺኡ፡ ካልኦት ደው ኢሎም ረኸበ፣ ‘ምሉእ መዓልቲ ብዘይ ስራሕ ስለምንታይ ኣብዚ ደው እትብሉ፧’ በሎም። ንሳቶም ከኣ፡ ‘ዋላ ሓደ ስለ ዘይቈጸረና’ በልዎ። ንሱ ድማ፡ ‘ንስኻትኩም እውን ናብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ኺዱ’ በሎም።”—ማቴዎስ 20:1-7።

እቶም መራሕቲ ሃይማኖት፡ ንኣብነት፡ እቶም ኣቐዲሞም ብዛዕባ ፍትሕ ሕቶ ብምሕታት ዝፈተንዎ ፈሪሳውያን፡ ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ብቐጻሊ ዚጽዕሩ እዮም ዚብሃሉ ነይሮም። ከምቶም ምሉእ መዓልቲ ዝሰርሑ እሞ ናይ ምሉእ መዓልቲ ዓስቢ ውዕለቶም ሓሓደ ዲናር ዚጽበዩ ሰብ ውዕለት እዮም ነይሮም።
-