-
ስእለ ጽዩፍ ስእለ ጽዩፍንቕሑ!—2013 | መጋቢት
-
-
“ንሰበይቲ ብፍትወት ዚጥምታ ዅሉ፡ ብልቡ ድሮ ምስኣ ዘመወ።”—ማቴዎስ 5:28።
-
-
ስእለ ጽዩፍ ስእለ ጽዩፍንቕሑ!—2013 | መጋቢት
-
-
ንኣብነት፡ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሓደ ብዓል ሓዳር ንሓንቲ መጻምድቱ ዘይኰነት ሰበይቲ “ብፍትወት ዚጥምታ” እንተ ዀይኑ፡ ማለት ምስኣ ጾታዊ ርክብ ናይ ምግባር ባህጊ ዜሕድር እንተ ዀይኑ፡ ናብ ዝሙት ኪመርሖ ኸም ዚኽእል ይገልጽ እዩ። እዚ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ መሰረታዊ ስርዓት፡ ኣብ ስእለ ጽዩፍ ‘ብፍትወት ንዚጥምት’ ንዝዀነ ይኹን ሰብ፡ ማለት ንእተመርዓወ ዀነ ንዘይተመርዓወ ሰብ ዚምልከት እዩ። ኣምላኽ ከኣ ንኸምዚ ዓይነት ተግባር ይጸልኦ እዩ።
-