ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማርቆስ 11-12
ካብ ናይ ኵሎም ዚበዝሕ እያ ኣውዲቓ
እዚ ጸብጻብ እዚ ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ ነገራት ዚምህረና ብኸመይ እዩ፧
የሆዋ ንእንገብሮ ነገራት ኣኽቢሩ እዩ ዚርእዮ
ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዚከኣለካ ዘበለ ግበር
ንእትገብሮ ነገራት ምስቲ ኻልኦት ዚገብርዎን ምስቲ ቕድሚ ሕጂ ዝገበርካዮን ኣይተወዳድር
ድኻታት ዋላ እኳ ሒደት እንተ ኣለዎም፡ ካብ ምሃብ ግና ድሕር ኪብሉ የብሎምን
እንታይ ካልእ ተወሳኺ ትምህርቲ ረኺብካ፧