ለ14-ለ
ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን
ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ
ጌራ (1/20 ሲቃል) 0.57 ግ. 10 ጌራ = 1 ቤቃ |
ቤቃ 5.7 ግ. 2 ቤቃ = 1 ሲቃል |
ፊም 7.8 ግ. 1 ፊም = 2/3 ሲቃል |
ሲቃል 11.4 ግ. 50 ሲቃል = 1 ምና |
ምና 570 ግ. 60 ምና = 1 ታለንት |
ታለንት 34.2 ኪ.ግ. |
ዳሪክ (ናይ ፋርስ፡ ወርቂ) 8.4 ግ. |
ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን ኣብ ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ
ለብጦን (ናይ ኣይሁድ፡ ነሓሲ ወይ ብሮንዞ) 1/2 ቆድራንቴን |
ቆድራንቴን (ናይ ሮሜ፡ ነሓሲ ወይ ብሮንዞ) 2 ለብጣ |
ኣሳርዮን (ናይ ሮሜን ኣውራጃታታን፡ ነሓሲ ወይ ብሮንዞ) 4 ቆድራንቴን |
ዲናር (ናይ ሮሜ፡ ብሩር) 64 ቆድራንቴን 3.85 ግ. = ደሞዝ 1 መዓልቲ (12 ሰዓት) |
ድራክማ (ናይ ግሪኽ፡ ብሩር) 3.4 ግ. = ደሞዝ 1 መዓልቲ (12 ሰዓት) |
ዲድራክማ (ናይ ግሪኽ፡ ብሩር) 2 ድራክማ 6.8 ግ. = ደሞዝ 2 መዓልቲ |
ቴትራድራክማ (ናይ ግሪኽ፡ ብሩር፣ ኣስታቴር ብሩር ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ) 4 ድራክማ 13.6 ግ. = ደሞዝ 4 መዓልቲ |
ምና 100 ድራክማ 340 ግ. = ደሞዝ ኣስታት 100 መዓልቲ |
ታለንት 60 ምና 20.4 ኪ.ግ. = ደሞዝ ኣስታት 20 ዓመት |
ነጥሪ (ናይ ሮማውያን) 327 ግ. “ሓደ ነጥሪ ኽቡር ቅዱይ ቅብኢ ጽሩይ ናርዶስ” |