ለ14-ሀ
ኣሃዱታት ንግዳዊ ልውውጥ
ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
መስፈር ፈሳሲ
ቆሮስ (10 ባት / 60 ሂን)
220 ሊ.
ባት (6 ሂን)
22 ሊ.
ሂን (12 ሎግ)
3.67 ሊ.
ሎግ (1/12 ሂን)
0.31 ሊ.
መስፈር እኽሊ
ሖመር (1 ቆሮስ / 10 ኤፋ)
220 ሊ.
ኤፋ (3 ሴኣ / 10 ኦመር)
22 ሊ.
ሴኣ (31/3 ኦመር)
7.33 ሊ.
ኦመር (14/5 ቃብ)
2.2 ሊ.
ቃብ
1.22 ሊ.
ኮይኒክስ
1.08 ሊ.
መዐቀኒ ንውሓት
ነዊሕ ሻምብቆ (6 ነዊሕ እመት)
3.11 ሜ.
ሻምብቆ (6 እመት)
2.67 ሜ.
ቍመት ሰብ
1.8 ሜ.
ነዊሕ እመት (7 ስፍሓት ኢድ)
51.8 ሰ.ሜ.
እመት (2 ስድሪ / 6 ስፍሓት ኢድ)
44.5 ሰ.ሜ.
ሓጺር እመት
38 ሰ.ሜ.
1 ስታድዩም ሮሜ
1/8 ምዕራፍ (ማይል) ሮሜ= 185 ሜ.
1 ስፍሓት ኣጻብዕ (1/4 ስፍሓት ኢድ)
1.85 ሰ.ሜ.
2 ስፍሓት ኢድ (4 ስፍሓት ኣጻብዕ)
7.4 ሰ.ሜ.
3 ስድሪ (3 ስፍሓት ኢድ)
22.2 ሰ.ሜ.