ለ15
ዓውደ ኣዋርሕ እብራውያን
ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
ኒሳን (ኣቢብ) መጋቢት—ሚያዝያ |
14 ፋስጋ 15-21 ቅጫ 16 መስዋእቲ በዅሪ ፍረ |
ዮርዳኖስ ሳላ ዝናምን ዚመክኽ ውርጭን ይመልእ |
ስገም |
ኢያር (ዚው) ሚያዝያ—ግንቦት |
14 ዳሕረዋይ ፋስጋ |
ሓጋይ ይጅምር፡ መብዛሕትኡ ግዜ ብሩህ ሰማይ ይህሉ |
ስርናይ |
ሲዋን ግንቦት—ሰነ |
6 በዓል ሰሙናት (ጰንጠቈስጠ) |
ዋዒ ሓጋይ፡ ብሩህ ሰማይ |
ስርናይ፡ ቀዳማይ ዚበስል በለስ |
ተሙዝ ሰነ—ሓምለ |
ዋዒ ይውስኽ፡ ኣብ ገሊኡ ኣውሊ ይህሉ |
ቀዳማይ ዚበስል ወይኒ |
|
ኣብ ሓምለ—ነሓሰ |
ዝለዓለ መጠን ዋዒ ይህሉ |
ፍረታት ሓጋይ |
|
ኤሉል ነሓሰ—መስከረም |
ዋዒ ይቕጽል |
ተምርን ወይንን በለስን |
|
ቲሽሪ (ኤታኒም) መስከረም—ጥቅምቲ |
1 ደሃይ መለኸት 10 መዓልቲ ዕርቂ 15-21 በዓል ዳስ 22 ፍሉይ ኣኼባ |
ሓጋይ ይውዳእ፡ ዝናም ኣዝመራ ይጅምር |
ማሕረስ |
ሐሽዋን (ቡል) ጥቅምቲ—ሕዳር |
ፈኲስ ዝናም |
ኣውልዕ |
|
ከስለው ሕዳር—ታሕሳስ |
25 በዓል ወፈያ |
ዝናም ይውስኽ፡ ኣስሓይታ፡ ውርጪ ኣብ ኣኽራን |
መጓሰ ኣብ ደምበ ይኸርማ |
ጤቤት ታሕሳስ—ጥሪ |
ዝለዓለ መጠን ዛሕሊ፡ ወቕቲ ዝናም፡ ውርጪ ኣብ ኣኽራን |
ኣትክልቲ ይበቍል |
|
ሸባጥ ጥሪ—ለካቲት |
ዛሕሊ ይንኪ፡ ዝናም ይቕጽል |
ለውዚ ይዕምብብ |
|
ኣዳር ለካቲት—መጋቢት |
14, 15 ጱሪም |
ተደጋጋሚ ነጐዳን በረድን |
እንጣጢዕ |
ወኣዳር መጋቢት |
ኣብ 19 ዓመት ሸውዓተ ግዜ እትውሰኽ ተወሳኺት ወርሒ |