ዘፍጥረት 35:18, 19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ክትመውት ኢላ፡ ህይወታ ኽትሓልፍ ከላ፡* ቤን-ኦኒ* ኢላ ሰመየቶ፣ ኣቦኡ ግና ብንያም* ኢሉ ሰመዮ።+ 19 ራሄል ከኣ ሞተት፣ ኣብ መገዲ ኤፍራታ፡ ንሳ ኸኣ ቤት-ልሄም፡ ድማ ተቐብረት።+
18 ክትመውት ኢላ፡ ህይወታ ኽትሓልፍ ከላ፡* ቤን-ኦኒ* ኢላ ሰመየቶ፣ ኣቦኡ ግና ብንያም* ኢሉ ሰመዮ።+ 19 ራሄል ከኣ ሞተት፣ ኣብ መገዲ ኤፍራታ፡ ንሳ ኸኣ ቤት-ልሄም፡ ድማ ተቐብረት።+