ዘፍጥረት 48:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣነ ድማ ካብ ጳዳን ክመጽእ ከለኹ፡ ናብ ኤፍራታ ንምብጻሕ ገለ ርሕቀት ምስ ተረፈኒ፡+ ራሄል ኣብ ምድሪ ከነኣን ኣብ ጥቓይ ሞተት።+ ኣብ መገዲ ኤፍራታ፡ ንሳ ቤት-ልሄም፡+ ከኣ ቀበርክዋ።” ሚክያስ 5:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣቲ ቤት-ልሄም ኤፍራታ፡+ኣቲ ኣብ መንጎ ኣሽሓት* ይሁዳ ንምዃን ዝነኣስኪ፡ካባኺ እቲ ኣብ እስራኤል ገዛኢ ዝዀነለይ፡+እቲ መበቈሉ ኻብ ጥንቲ፡ ካብ መዓልትታት ቀደም ዝዀነ ኺወጽእ እዩ። ማቴዎስ 2:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ‘ኣቲ ቤት-ልሄም ናይ ምድሪ ይሁዳ፡ ካባኺ ንህዝበይ እስራኤል ዚጓሲ ሹም ኪወጽእ እዩ እሞ፡ ኣብ መንጎ ሹማምንቲ ይሁዳ ኸቶ ኣይትንእስን ኢኺ’” በልዎ።+
7 ኣነ ድማ ካብ ጳዳን ክመጽእ ከለኹ፡ ናብ ኤፍራታ ንምብጻሕ ገለ ርሕቀት ምስ ተረፈኒ፡+ ራሄል ኣብ ምድሪ ከነኣን ኣብ ጥቓይ ሞተት።+ ኣብ መገዲ ኤፍራታ፡ ንሳ ቤት-ልሄም፡+ ከኣ ቀበርክዋ።”
2 ኣቲ ቤት-ልሄም ኤፍራታ፡+ኣቲ ኣብ መንጎ ኣሽሓት* ይሁዳ ንምዃን ዝነኣስኪ፡ካባኺ እቲ ኣብ እስራኤል ገዛኢ ዝዀነለይ፡+እቲ መበቈሉ ኻብ ጥንቲ፡ ካብ መዓልትታት ቀደም ዝዀነ ኺወጽእ እዩ።