ዘፍጥረት 41:50 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 50 ዓመት ጥሜት ቅድሚ ምምጻኣ፡ ንዮሴፍ ክልተ ኣወዳት ተወልዱሉ፣+ ንሳቶም ከኣ ኣሰናት ጓል ጶጢፌራዕ ካህን ኦን* ዝወለደትሉ እዮም። እያሱ 14:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ደቂ ዮሴፍሲ ኽልተ ነገዳት፡ ምናሴን ኤፍሬምን ነበሩ።+ ንሌዋውያን ከኣ፡ ብዘይካ እተን ዚቕመጡለን ከተማታትን+ መጓሰዪታት ማሎምን ጥሪቶምን፡+ ኣብታ ምድሪ ግደ ኣይሃብዎምን።
4 ደቂ ዮሴፍሲ ኽልተ ነገዳት፡ ምናሴን ኤፍሬምን ነበሩ።+ ንሌዋውያን ከኣ፡ ብዘይካ እተን ዚቕመጡለን ከተማታትን+ መጓሰዪታት ማሎምን ጥሪቶምን፡+ ኣብታ ምድሪ ግደ ኣይሃብዎምን።