ዘፍጥረት 34:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ደቂ ያእቆብ ከኣ ብዛዕባኡ ሰሚዖም፡ ብኡብኡ ኻብ መሮር ተመልሱ። ምስ ጓል ያእቆብ ብምድቃሱ፡ ኣብ እስራኤል ኪግበር ዘይግባእ ነውሪ ስለ ዝገበረ፡+ ጐሃዩን ኣዝዮም ተቘጥዑን።+
7 ደቂ ያእቆብ ከኣ ብዛዕባኡ ሰሚዖም፡ ብኡብኡ ኻብ መሮር ተመልሱ። ምስ ጓል ያእቆብ ብምድቃሱ፡ ኣብ እስራኤል ኪግበር ዘይግባእ ነውሪ ስለ ዝገበረ፡+ ጐሃዩን ኣዝዮም ተቘጥዑን።+