ኢሳይያስ 66:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 “ኣብ መንጎኦም ትእምርቲ ኽገብር እየ፣ ገለ ኻብቶም ዜምልጡ ድማ ናብቶም ብዛዕባይ ወረ ዘይሰምዑ፡ ክብረይ እውን ዘይረኣዩ ኣህዛብ፡—ናብ ተርሲስን+ ጱልን ሉድን+ ናብቶም ቀስቲ ዚግትሩን ናብ ቱባልን ያዋንን+ ናብ ርሑቓት ደሴታትን፡—ክሰድድ እየ፣ ክብረይ ከኣ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኪእውጁ እዮም።+ ህዝቅኤል 27:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ያዋንን ቱባልን+ ሜሴክን+ ምሳኺ ይነግዱ ነበሩ፣ ባሮትን+ ኣቕሑ ነሓስን ከኣ ብሸቐጥኪ ይልውጡ ነበሩ።
19 “ኣብ መንጎኦም ትእምርቲ ኽገብር እየ፣ ገለ ኻብቶም ዜምልጡ ድማ ናብቶም ብዛዕባይ ወረ ዘይሰምዑ፡ ክብረይ እውን ዘይረኣዩ ኣህዛብ፡—ናብ ተርሲስን+ ጱልን ሉድን+ ናብቶም ቀስቲ ዚግትሩን ናብ ቱባልን ያዋንን+ ናብ ርሑቓት ደሴታትን፡—ክሰድድ እየ፣ ክብረይ ከኣ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኪእውጁ እዮም።+