ዘፍጥረት 10:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ደቂ ካም፡ ኩሽን ሚስራይምን+ ጱጥን+ ከነኣንን+ እዮም። ዘፍጥረት 10:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ሚስራይም ድማ ንሉዲምን+ ንዓናሚምን ንለሃቢምን ንናፍቱሒምን+