ዘፍጥረት 10:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ዶብ ከነኣናውያን ድማ ካብ ሲዶን ክሳብ እታ ጥቓ ጋዛ+ ዘላ ጌራር፡+ ክሳብ ሶዶምን ጎሞራን+ ኣድማን ጥቓ ላሻዕ ዘላ ጸቦኢምን+ ነበረ።