ግብሪ ሃዋርያት 7:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 “ኪዳን ግዝረት እውን ሃቦ፣+ ከምኡ ኸኣ ንይስሃቅ ወለደ+ እሞ ኣብ ሻምነይቲ መዓልቲ ገዘሮ፣+ ይስሃቅ ድማ ንያእቆብ ወለደ፡* ያእቆብ ከኣ ን12 ርእስታት ዓሌት ወለደ። ሮሜ 4:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ንዅሎም እቶም ከይተገዝሩ ዚኣምኑ እሞ፡ እዚ እውን ጽድቂ ዚቝጸረሎም ኣቦኦም ምእንቲ ኪኸውን፡+ በታ ኸይተገዝረ ኸሎ ዝነበረቶ እምነት ኣቢሉ፡ ምልክት፡+—ማለት ግዝረት፡—ከም ማሕተም* ጽድቂ ገይሩ ተቐቢሉ እዩ፣
8 “ኪዳን ግዝረት እውን ሃቦ፣+ ከምኡ ኸኣ ንይስሃቅ ወለደ+ እሞ ኣብ ሻምነይቲ መዓልቲ ገዘሮ፣+ ይስሃቅ ድማ ንያእቆብ ወለደ፡* ያእቆብ ከኣ ን12 ርእስታት ዓሌት ወለደ።
11 ንዅሎም እቶም ከይተገዝሩ ዚኣምኑ እሞ፡ እዚ እውን ጽድቂ ዚቝጸረሎም ኣቦኦም ምእንቲ ኪኸውን፡+ በታ ኸይተገዝረ ኸሎ ዝነበረቶ እምነት ኣቢሉ፡ ምልክት፡+—ማለት ግዝረት፡—ከም ማሕተም* ጽድቂ ገይሩ ተቐቢሉ እዩ፣