ዘፍጥረት 19:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ጸኒሑ ሎጥ ኣብ ጾዓር ምቕማጥ ስለ ዝፈርሀ፡+ ምስ ክልቲአን ኣዋልዱ ኻብ ጾዓር ደዪቡ ኣብ ኣኽራን ተቐመጠ።+ ምስ ክልቲአን ኣዋልዱ ድማ ኣብ በዓቲ ተቐመጠ። መዝሙር 68:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ንዓናስ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ ዜድሕን ኣምላኽ እዩ፣+የሆዋ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ድማ ካብ ሞት መዋጽኦ ዚገብር ኣምላኽ እዩ።+
30 ጸኒሑ ሎጥ ኣብ ጾዓር ምቕማጥ ስለ ዝፈርሀ፡+ ምስ ክልቲአን ኣዋልዱ ኻብ ጾዓር ደዪቡ ኣብ ኣኽራን ተቐመጠ።+ ምስ ክልቲአን ኣዋልዱ ድማ ኣብ በዓቲ ተቐመጠ።