ራእይ 12:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣብ ሰማይ ከኣ ውግእ ኰነ፦ ሚካኤልን*+ መላእኽቱን ምስቲ ገበል ተዋግኡ፣ እቲ ገበልን መላእኽቱን ድማ ተዋግእዎም፣ ራእይ 12:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 እቲ ገበል ከኣ ነታ ሰበይቲ ተቘጥዓ፣ ምስቶም ትእዛዛት ኣምላኽ ዚሕልዉን ብዛዕባ የሱስ ዚምስክሩን+ ዝተረፉ ዘርኣ+ ኺዋጋእ ድማ ከደ።