ዘጸኣት 1:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ብብርቱዕ ሽቕለት፡ ማለት ብምብዓጥ ጭቃን ብሕጡብን ብዅሉ ዓይነት ባርነት መሮርን ድማ፡ ንህይወቶም ኣመረርዋ። እወ፡ ብዅሉ ዓይነት ባርነት ብጭከና ኣልፍዕዎም።+ ዘጸኣት 3:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 የሆዋ ኸኣ ከምዚ በለ፦ “ጸበባ እቲ ኣብ ግብጺ ዘሎ ህዝበይ ብርግጽ ርእየ ኣለኹ፣ እቲ ብሰሪ እቶም ኣገዲዶም ዜዕይይዎም ኣዕየይቲ ዜእውይዎ ኣውያት ድማ ሰሚዐ ኣለኹ፣ ስቓዮም እውን ኣጸቢቐ ፈሊጠ ኣለኹ።+ ዘዳግም 26:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ግብጻውያን ከኣ ገፍዑና፡ ጨቈኑና፡ ብርቱዕ ባርነት ድማ ጸዓኑና።+
14 ብብርቱዕ ሽቕለት፡ ማለት ብምብዓጥ ጭቃን ብሕጡብን ብዅሉ ዓይነት ባርነት መሮርን ድማ፡ ንህይወቶም ኣመረርዋ። እወ፡ ብዅሉ ዓይነት ባርነት ብጭከና ኣልፍዕዎም።+
7 የሆዋ ኸኣ ከምዚ በለ፦ “ጸበባ እቲ ኣብ ግብጺ ዘሎ ህዝበይ ብርግጽ ርእየ ኣለኹ፣ እቲ ብሰሪ እቶም ኣገዲዶም ዜዕይይዎም ኣዕየይቲ ዜእውይዎ ኣውያት ድማ ሰሚዐ ኣለኹ፣ ስቓዮም እውን ኣጸቢቐ ፈሊጠ ኣለኹ።+